adhanet
  • Sign In
  • Create Account

  • Bookings
  • My Account
  • Signed in as:

  • filler@godaddy.com


  • Bookings
  • My Account
  • Sign out

  • Home
  • Services
  • About Us
  • Autism
  • Contact Us
  • ትግርኛ
  • ኣውትዚም
  • ዓይነት ፍወሳ ኣውትዝም
  • More
    • Home
    • Services
    • About Us
    • Autism
    • Contact Us
    • ትግርኛ
    • ኣውትዚም
    • ዓይነት ፍወሳ ኣውትዝም

adhanet

Signed in as:

filler@godaddy.com

  • Home
  • Services
  • About Us
  • Autism
  • Contact Us
  • ትግርኛ
  • ኣውትዚም
  • ዓይነት ፍወሳ ኣውትዝም

Account


  • Bookings
  • My Account
  • Sign out


  • Sign In
  • Bookings
  • My Account

ብተስፋ ተሓጎሱ! ተስፋ ሒዝካ ተሰሪሕካ፡ ሕውየት ኣውትዝም ይከኣል እዩ

ኣድሓነት

ብዛዕባና

 

AZ SpectrumTransformation ኣብ ኣመሪካ ዝርከብ ናይ ስነ ኣእምሮ ምኽሪ ኣገልግሎት ዝህብ ውልቃዊ ትካል ኮይኑ ብመርበብ ሓበረታ ንተዛረብቲ ትግርኛን እንግሊዝን ኣግልግሎት ይህብ። ቤት ጽሕፈትና ኣብ ከተማ  ኣትላንታ ጆርጅያ ኮይኑ፡ ኣገልግሎትና ኣህግራዊ እዩ። ወናኒትን ኣካያዲትን ናይዚ ትካል፡ ብናይ ኣመሪካ ሰነ ኣእምራዊ ኣማኸርቲ ዋዕላ ምኽሪ ክትህብ ዝተሾመትን በዓልቲ ሞያ፡ Licensed Professional Counselor,   

Certified Autism Spectrum Disorder Clinical Specialist, and Certified Life Coach ኣድሓነት ዘርኣብሩኽ ትበሃል።  ኣድሓነት ስፕሻሊስት ናይ ኣውትዝም፡ ADHD, ትራማ እያ። 

ምኽሪ ኣብ ዝጥዕመካ፡ ኣብ ገዛኻ

እንህቦ ኣገልግሎታት

 

  • ብሕታዊ ምኽሪ Counseling
  • ንቆልዑን፡ ልዕሊ ዕድመ ኣባጽሕን ዝዋሃብ ምኽሪ
  • ስድራቤታዊ ምኽሪ
  • ጃምላዊ ምኽሪ  group support 
  • ንወለዲ ዝወሃብ ምኽሪ autism consultation for parents  
  • ንኣእምራዊ ጨንቀትን ጸቅጢ ሕብረተሰብን ክትብድህ ዘኽእልን፡ ክመይ ገርካ ርጉእ መንፈስ ረኺብካ ሕጉስ ናብራ ክትመርሕ ዘኽእል ንልግሶ ምኽርታትን ኣስተምህሮን።
  • ንኣውትዝም ዘለዎም ሰባትን ኣለይቶምን  ብዛዕባ ኣውትዝም ኣብ ኣካላውን ባህርያውን ዕብየት ዝህልዎ ጽልዎ ዝህብ ኣስተምህሮን ምክሪን።
  • ኣብ ግዜ ጥንስን ድሕሪ ሕርስን ዘጓንፍ ናይ ሞራላዊ ጨንቀት፡ወይ ቅሳነት ዘይህብ ሓሳብን ንምፍዋስ ዝወሃብ ምኽሪ።

ፋና፡ ተስፋ ሒዝካ ተሰሪሕካ፡ ሕውየት ኣውትዝም ይከኣል እዩ

ድሕሪ ባይታ/ኣብዚ ሞያዚ ዘሎና ተሞክሮ

 ኣድሓነት ዘርሃብሩኽ ካብ 2011 ጀሚራ ናይ ስነ ኣእምሮ ምኽሪ

ኣብ ህይወት ዝገጥመና ማህሰይቲ፡ ኣካላዊ፡ መንፈሳዊ፡ ኣእምሮኣዊ፡ ስምዒታዊ፡ ኣብ ጥዕናና ዘለዎ ኣሉታዊ ጽልዋ ክንርድኦ ብምግባር፡ ኩሉንትናዊ መገዲ ሕውየት፡ ፈውሲ፡ ክንጎዓዝ ብምሕጋዝ፡ ዝተለወጠ ህይወት ንምንባር ዘኽእለና ኣገልግሎት ትህብ።  ኣድሓነት ስፕሻሊስት ናይ ኣውትዝም፡ ADHD, ትራማን  እያ። 

 She specializes in holistic, healing, and evidence-based treatment of Autism ኣውትዝም,ADHD and Trauma/PTSD, ንተዛረብቲ ትግርኛን እንግሊዘኛን። 

  • Home
  • Services
  • About Us
  • Autism
  • Contact Us
  • ትግርኛ
  • ኣውትዚም
  • ዓይነት ፍወሳ ኣውትዝም
  • Book ቆጸራ ሓዙ

AZ Spectrum Transformation

850 Dogwood Rd. Suite B200 # 2246 Lawrenceville, GA 30044

011 (314) 546-0307

Copyright © 2021 AZ Spectrum Transformation LLC  - All Rights Reserved.

Powered by GoDaddy

This website uses cookies.

We use cookies to analyze website traffic and optimize your website experience. By accepting our use of cookies, your data will be aggregated with all other user data.

Accept